ንኣብነት፡ ጸብጻብ ካርድታት፣ ናይ ትምህርቲ ክትትል ደብዳቤታት፡ ጸብጻብ ምዕባለ ተማሃራይ ቋንቋ እንግሊዝኛ(ELL)ን ምልክታታት ተማሃራይ ቋንቋ እንግሊዝኛ(ELL)ን
ናብ ፖርታል ወለዲ(Parent Portal) በዚ ዝስዕብ ይኺዱ https://wellesley.powerschool.com

ናብ ወለዲ ፖርታል ምስ ኣተዉ፡ ኣብ ጸጋማይ ጎድናዊ መስመር ዝርከብ ጸብጻባት ተማሃሮ(Student Reports) ይጠውቑ።

ጸብጻባት ውላድኩም ተዘርዚሩ ክትዕዘቡ ኢኹም። ንምርኣይ ኣብ ስም ነፍሲ ወከፍ ጸብጻብ ይጠውቑ።

እቲ ጸብጻብ ንኽትርእይዎ ክኽፈት እዩ። ኣብዚ ከምዝስዕብ ክትገብሩ ትኽእሉ:-
- እንተደሊኹም ፕሪንት (print) ግበርዎ ።
- ነቲ ጸብጻብ ወይ ምልክታ ከም ዝረኣኻዮ ዘመልክት ዲጂታላዊ ፌርማኻ የቕርቡ።

ተወሳኺ ሓገዝ ምስ እትደልዩ፡ በጃኹም portal@wellesleyps.org ተወከሱ። እቲ ናይ ፖርታል ጉጅለ ካብ ሰኑይ-ዓርቢ ካብ ሰዓት 8 ናይ ንጉሆ ክሳብ ሰዓት 4 ድሕሪ ቐትሪ ይርከብ።
